Ertra, Ertra, Ertra
ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ፡ በዓል ደማ እናልቀሰ ተደምሲሱ፡ መስዋእታ ብሓርነት ተደቢሱ። መዋእል ነኺሳ ኣብ ዕላማ፡ ትእምርቲ ጽንዓት ኰይኑ ስማ፡ ኤርትራ'ዛ ሓበን ዉጹዓት፡ ኣመስኪራ ሓቂ ክምትዕወት። ኤርትራ ኤርትራ፡ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ። ናጽነት ዘምጽኦ ልዑል ኒሕ፡ ንህንጻ ንልምዓት ክንሰርሕ፡ ስልጣነ ከነልብሳ ግርማ፡ ሕድሪ'ለና ግምጃ ክንስልማ። ኤርትራ ኤርትራ፡ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ። ’erətra, ’erətra, ’erətea, Bäʻal däma ’ənalḳäsä tädämsisu, Mäswa’əta bəḥarənät tədäbisu.Mäwa’əl näxisa ’ab ʻəlam, Tə’əmərti ṣənʻat kʷäynu səma, ’erətra'za ḥabän wuṣuʻat, ’amäskira häḳi kəmtʻəwät.Naṣənät zämṣə’a lə‘ul niḥ, Nəhnəṣa nəlmə‘at kənsärəḥ, Səltanä kənälbəsa gərma, Ḥədri'läna gəmǧa kənsəl ma.Tu nombre se convirtió desafiador, milagroso.Prueba de que la verdad puede ganar siempre.